1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ 2017 ዓም ከቅርብ ዝክእል
2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር / ከቅርብ ዝክእል
3 ናይ 2017 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም
4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ዝኮኑ ናይ እዋኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ፀብፃብ ዘቅረብሉ ማለት እዉን ዲክሌር ዝገበርሉ መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ
5 ናይ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬት መረዳእታ ጨረታ ከቅርብ ዝክእል
6 ሰነድ ጨረታ ከብ ዕለት 23 ጥሪ 2017 ዓም ከሳብ 3 የካቲት 2017 ዓም ካብ ካበ ከይዲ ስረሕ ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል
7 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ክሳብ 3 የካቲት 2017 ዓም ሰዓት 1130 ኣብ ዘሎ ግዜ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእል
8እቲ ጨረታ ዕለት 3 የካቲት 2017 ዓም ሰዓት 3:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 3:45 በዓሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት
9 መከበሪ ጨረታ 3000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ
10 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ አታዊ ክገብር አለዎ
11 ኣብ ጨረታ ሰነድ ነቲ ሰርተፊኬት ዝገልፅ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማህተምን ክዓርፎ ይግባእ
12 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
ድሕሪት