ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 (12 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ዕለት 03/03/2017 ዓ/ም

ቑፅሪ ኤ/ስ/ወ/ኩ/2670/ዕ/ፋ/ን/ም/

ቑፅሪ‐ፕሮፎርማ_003/2017

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ኤጀንሲ ስታቲስቲክስ ምዝገባ ወ/ኩነት ክልል ትግራይ ትሕት ክብል ዝተዘርዘሩ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ /ክገዝእ/ ይደሊ ስለዙይ በቲ መስመር ሕጋዊ ንግድ ፍቓድ ዘለኩም ትካላት ክትወዳደሩ ይዕድም፦

ዝርዝር ንብረት/መግለፂ Describitionመለክዒ Measurmበዝሒ Quantityናይ ሓደ ዋጋ
Mark-2 ቶዮታ ላንድ ክሮዘር
1ፊልትሮ ዘይቲ90915-30002Pes06
2ፊልተሮ ናፍጣ23390-51070Pes03
3ኣየር ኪሊነር17801-61030Pes01
Nissan D22 ኒሳን ዳብል ጋቢና
4ፊልትሮ ዘይቲA5208-W1193Pes03
5ፊልተሮ ናፍጣ ፕራይመሪ16405-25A10Pes03
6ፊልተ ናፍጣ ሰከንደሪ16405-25A00Pes03
7ኣየር ኪሊነር16546-VN51APes01
8ካፕ ኣሰይ ኦይል15255-1GZOAPes01
LAN 25L ቶዮታ ሃይላክስ ዳብል ጋቢና
9ፊልትሮ ዘይቲ15600-41010Pes03
10ፊልትሮ ናፍጣ23390-01010Pes03

መምርሒ፦

➢ ተወዳደርቲ ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድን ናይ ግብሪ ከፋላይ መፍለዩ ቁፅሪ(TIN) ዘለዎም ናይ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝኽእሉ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 03/03/2017 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 05/03/2017 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝፀንሕ ኾይኑ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ እቲ ኤጀንሲ ኣታዊ ምስኾነ በቲ መወዳእታ ዝተጠቀሰ ዕለት 05/03/2017 ሰዓት 10:00 ተዓፅዩ ሰዓት 10:30 ድማ ይኸፈት::

➢ እቲ ንብረት/ኣቅሓ/ በቲ ዝተጠቀሰ ስፐሲፊክሽን መሰረት ክኸዉን ይግባእ። እዚ ፕሮፎርማ ዝመልእ ኣካል ኣብ መከዝን ምህላዉ ከረጋግፅ ኣለዎ። ንብረት ኣታዊ ዝኸዉንን ክፍሊት ዝፍፀምን ብዝምልከቶ በዓል ሞያ ምስተረጋገፀ ኮይኑ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ድማ ን7 መዓልቲ ይኸዉን::

➢ እቲ ኤጀንሲ ዘቅመጦም ረቓሒታት ንዘይማልኡ መቅረብቲ ትካላት ካብቲ ዉድድር ወፃኢ ዝገብር ምዃኑ

የፍልጥ።

➢ እዚ ፕሮፎርማ እዝይ ከም ዉዕሊ ኾይኑ የገልግልን የገድድን እዩ፡፡

➢ ኣድራሻና ክፍለ ከተማ ሓወልቲ ፊት ንፊት ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ ዝርከብ ወይዘር ህንፃ _ ኣብ 4ይ ደብሪ ቁ-16 እዩ።

➢ ኣብዚ ፕሮፎርማ ከይዲ ስራሕና ነቲ ፕሮፎርማ ብምሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ሕሉዉ 'ዩ:: ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03-42-40-32-54 ደዊልካ መብርሂ ምሕታት ይከኣልእዩ።

ድሕሪት
ጨረታ መደብ