ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግስጋስትዝውዕሉ ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት/ኮምፒተር ኣቁሑት
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 3, 2017 (22 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 5, 2017 11:30 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሕዳር 6, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

ን3ይ ገዜ ዝወፀ ምስከታ ፕሮፎርማ ጨረታ

ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ UNFPA Project ናይ መሐብሐቢ ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ግስጋስትዝውዕሉ ናይ ፅገና ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑት/ኮምፒተር ኣቁሑት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ ለወዳዲሩ ገልጋሎት ከረክብ ይደሊ ስስዚ በቲ ወፂኡ ዘሎ መምርሒ መሰረት ዘማስስ ነጋዳይ አብቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ክዋዳደር ይከለስ = ንብረት/ግልጋሎት ዝርዝር መግስፂ

ተ.ቁዓይነት ንብረት ግልጋሎትዝርዝር መግስዒመዐቀኒበዝሒነፀ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ቴሌቭዝንንምፅጋንቁፅሪ1
2ናይ ከዳን ማሽንንምፅጋንቁፅሪ1

3

ኮምፒተርንምፅጋንቁፅሪ1
4ፕሪንትርንምፅጋንቁፅሪ1

1. በቲ ዘርና ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንገዲ ፍቃድ ፣ ቲን ፣ ዝተሓደሰ ናይ መቅረባይነት ሰርትፍኬት ናይድርጅት ባዓስ ዋና ሕጋዊ ማህተምን ፈርማን ተገደርሱ ብዝተዓሸገ ፖስታ እተሓሒዝኩም ንክትወዳደሩ ንዕድም።

2. እቲ ፕሮፎርማ ጨረታስብ ሽር ዝፀንሐስ ገዜ ከብ ዕለት 3/03/2017ዓ/ም ከሰብ ዕለት 05/03/2017ዓ/ም

ኣብ ዘሎ ግዜ ንተከታታሊ ማዓልቲ ፀኒሑ ፕሮፎርማ በከረተሱ ዕሰት 6/03/2017ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅ/ሳዓት አብ ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ይነን፡፡

3. እቲ ፕሮር ረታ መክፈት ማዓስቲ ቀዳምን ሰንበትን ወደ ባዓስ እንተውዒሉ አብ ዝቅፅል ናይ ስራሕ ማዓልቲ ይከፈት።

4. እዚ ፕሮፎርማ እዚ ከም ዝዕሲ ኮይኑ የገልግልን የገድድን እዩ።

5. ሰዓሪይ ኮይኑ ካብ ዝተገስበስ ዕስት ጀሚሩ አብ ውሽጢ 3ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ ናብ ዋና ቢርና ማሕበር ደቂ አነስትዮ ትግራይ ብምምፃእ ወዕሲ ብምእሳር ፅረቱ ዝሓስወ ግልጋሎት ከቅርብ ዘከእሰ ።

6. እቲ ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይከን ብከፍስ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓስበ እዩ።

7. ንብረት ግሰጋሎት ኣብ እዋኑ ፅረቱ ዝሓሰመ ዘየረከበ / ዘይሃበ መቅረባይ/ ነጋዳይ 10% ናይቲ ዝሳዓር ዋጋ ብመልክዕ ቅፅዓት ናብ ናይ ቤት ፅሕፈትና ካዝና ኣታዊ ይገብር፡፡

8. ኣድራሻና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ መቸስ ክፍስ ከተማ 1 ወያነ ጥቃ ኵሓ መነሃርያ ታክሲ መዕረፊ ከባቢ እንትኽን G2 ብዕረ 15 ንርከብ ::

9. ንተወሳኺ ሓበረታ ብስልኪ ቁፅሪ 251-034-440-03-36/ 40-69-68/69 ደዊስካ ምሕታትይክኣል

ድሕሪት
ጨረታ መደብ