ቁዕሪ፡-ዕ/ን/ደ ጨ-01/17
ዕለት፡-01/02/2017ዓ/ም
ምልክታ ግልፂ ጨረታ
ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ን2017 በጀት ዓመት ኣብ ወረድኡ ኣብ ዝተፈላለያ ቤት ፅሕፈታት ንዝርከባ ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ዘለወን መኻይን ሰርቪስን ዕገናን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ ጋራጅ ግልጋሎት ንምቕራብ፣ዝተፈላለየ ዓይነት ሞዴል ንዘለወን ሞተርሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ንምግባር ናይ በዓል ሞያ 8.ግልጋሎት ንምቕራብ፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ(ከቕርብ) ይደሊ፡፡ በዚ መሰረት ኣብዚ ጨረታ ንኽትጫረቱ(ንኸትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ በዚ ምልክታ ይዕድም፡-
ተጫረቲ ክተማልእዎ ዝገባ ረቛሒታት ከም ዝስዕብ ይኸውን
1. ናይ ተጫረቲ ሽም፣ፊርማ ኣድራሻ፣ማህተም ኣብቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ክገብሩ ኣለዎም
2. ንናይ መኻይን ግልጋሎት ስናን ሰርቪስን በዓል ሞያ ጋራጅ ናይ 2016/17ዓ/ም ዝተሓደሰ ናይቲ ዓውደ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቈሪ(II)፣ናይ መቕረባይነት ሰርተፊኬት፣ተወሳኺ እሰ- ታክስ(VAT) ዝተመዝገብሉ ናይ ምዝገባ ምስክር ወረቐት፣ተወሳኺ እሴት ታክስ(VAT) ዝተመዝገብሉ ናይ ወርሒ ነሓሰ 2016 ዓ/ም ዲክሌር ዝገበርሉ ዝተገናዘበ መረዳእታን ብቕዓት መረጋገፂ ሰርተፊኬትን ኮፒ ከቕርቡ ዝኽእሉ ከምኡ ድማ ንናይ ሞተር ሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ናይቲ ዓውደ ስራሕ ንግዲ ፍቓድ፣ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለዪ ቁፅሪ(T)ን መቕረባይነት ሰርተፊኬትን ዝተገናዘበ መረዳእታ ኮፒ ብምቕራብ ክትወዳደሩ ከም እትኽእሉ፡፡
3. በዚ መሰረት ዝተዳለወ ሰነድ ጨረታ ካብ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን ምልክታ ካብ ዝወፅአሉ ዕለት ጀሚሩ ብር 100(ሓደ ሚኢቲ ብር) ብምኽፋል ምውሳድ እትኽእሉ ምዃንኩም፡፡
4. ናይ ጨረታ መኽበሪ ብጥረ ገንዘብ(Cash)፣ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሲፒኦ(CPO) ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ውሕስና ባንኪ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሌተርኦፍ ክሬዲትን ምትሓዝ ዝከኣል ኮይኑ በዚ መሰረት ንናይ መኻይን ግልጋሎት ዕገናን ሰርቪስን በዓል ሞያ ጋራጅ ብር 10,000(ዓሰርተ ሽሕ ብር ፣ንናይ ሞተር ሳይክላት ግልጋሎት ፅገናን ሰርቪስን በዓል ሞያ ብር 5,000(ሓሙሽተ ሽሕ ብር) ብሽም ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ጉሎመኸዳ ከትሕዙ ዝኸኣ ክኾኑ ኣለዎም፡፡
5. ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ኣታዊ ዝግበረሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዃኑ ክትፈልጡ ይግባእ፡፡ በዚ መሰረት ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 15/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 4፡30 ቅድሚ ሰዓት ኮይኑ ጨረታ ዝኸፈተሉ ድማ ኣብ ቅድሚ ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ በቲ ዕለት 15/02/2017 ዓ/ም ሰዓት 5:00 ቅድሚ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ህዴን ንብረት ምምሕዳርን ይኽፈት
6. እቲ ጨረታ ዝኸፈተሉ ዕለት እንተድኣ ብካላንደር ዝዕፆ በዓል ኮይኑ ኣብ ዝቕፅል ናይ ስራሕ መዓልቲ ብተመሳሳሊ ሰይፍም፡
7. ተረቲ ዝህብዎ መረቲ የ ን30 መዓልቲ ፀኒዑ ዝፀንሕ ምዃኑ ኣብቲ ዘቕርብዎ ናይ ጨረታ ሰነድ ክረግ ይባእ።
8. ተጨረቲ ዋጋ እንትትኡ ኣብ ዝወሰድኩምዎ ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ኣብ ዝተዳለወ ቅጥዒ ጥራሕ እንትኸውን በዚ መሰረት ተወሳኺ እሴት ታክስ(VAT) ወይ ድማ እቲ(IOT) ተመዝገብቲ ንዝኾንኩም ከምቲ እትመልእዎ ዋጋ ተወሳኺ እሴት ታክስ(VAI) ወይ ድማ ቲኦቲ(IOT) ዝሓሰ ዋጋ ክትመልኡ ኣለኩም፡
9. ተረቲ ጨረታ እነርቶን ዝኸፈተሉን ቦታ ኣብ ወረዳ ጉሎመኸዳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን ምዃኑ ፈሊጦም ክረቱ ዝኽእሉ ክኾኑ ኣኩም።
10. ተጫረቲ ግልጋሎት ዝበሉ ቦታ ንናይ መኻይን ግልጋሎት ፅገናን ሰርቪስን ኣብ ናይ በዓል ዋና ጋራጅ እንትኸውን ኣብ ፊልድ(ኣብ በረኻ) ብልሽት እንተጋጢሙ ድማ በዓል ሞያ ጋራጅ መኪና ናብ ዝተበላሸወትለ ቦታ ብምምፃእ ዕገናን ሰርቪስን ክገብር ዝኽእል ምዃኑ፣ንናይ ሞተር ሳይክላት ዕገናን ሰርቪስን ኣብ ማእኸል ወረዳ ጉሎመኸዳ(ከተማ ፋፂ) እንትኸውን ኣብ ጋራጅ ወይ ድማ ኣብ ማሽን ክዕረ ንብረት እንተኾይኑ በዓል ሞያ ባዕሉ እቲ ንብረት ወሲዱ ኣስተኻኺሉ ዝዕግንን ዝገሙን ምዃኖም ፈሊጦም ክጫረቱ ኣለዎም፡፡
11. ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።
12. ኣድራሻና ወረዳ ጉለውሽዳ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ንብረት ምምሕዳርን እዩ፡፡
ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቑዕሪ ` - 0937037779/0912941069 ብምድዋል ይከኣል
ድሕሪት