ተቁ | ዝርዝረ ዓይነት ንብረት | ድሌት መግለፂ | መለክዒ | በዝሒ | ናይ ሐደ ዋጋ | ጠ/ዋጋ | መብርሂ |
1 | ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ድሕሪት | 410ብ18 | ቁፅሪ | 01 | |||
2 | ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ቅድሚት | 300/90ብ18 5A | ቁፅሪ | 01 | |||
3 | ባትሪ ናይ ሄሮ ሞተር | 5A | ቁፅሪ | 01 | |||
4 | ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ድሕሪት ናይ BMP | 110/80በ17 | ቁፅሪ | 01 | |||
5 | ናይ ሞተር ሳይክል Tipless ጎማ ናይ ቅድሚት ናይ BMP | 90/90ብ17 | ቁፅሪ | 01 | |||
6 | ባትሪ 12 ቮልት ናይ ሞተር | ቁፅሪ | 01 | ||||
7 | ናይ ድሕሪት ኣሞዛተር የማንን ፀጋምንን | ቁፅሪ | 02 | ||||
8 | ናይ ቅድሚት ኣሞዘራተር የማንን ፀጋምን | ቁፅሪ | 02 |
1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፈቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱድማ ናይቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ከተሓሕዝ ዝክእል
2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 14/6/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 18/6/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት19/6/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ይክፈት
3 ተወዳድርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፌርማ ማህተምን ኣድራሻኦምን ብምዕራፍ ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ አለዎ
4 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር አለዎ
5 ወጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን አዚ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይከዉን
6 እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ዉዕሊ ኮይኑ የገልግል
7 ኣብ ከይዲ ጨረታ /ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንከይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስዱ ይክእል እዩ
8 ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሐበሬታ ንምርካብ ኣብ ሰራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሐፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል
ድሕሪት