ኣብ ቢሮና ፀጥታን ምም/ር ብ/ክ/መ/ ትግራይ ንቢሩኡ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ጎማ ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ክወዳደር ይደሊ
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 15, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ሚያዝያ 16, 2012 04:02 ቅደሚ ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለዎን ናይ 2012ዓ/ም ንግዲ ፍቃድ ዘሐደሰን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ

2 ቲን ናምበር ዘለዎን መቅረባይነት ዝተመዝገበን ዘይምለስ ፎቶ ኮፒ ዘቅርቡ

3 ቫት 15 ሚኢታዊ ብፍላይ ዝኮንኩም ምስ ቫቱ ዝሓወሰ

4 ፕሮፎርማ ኣብ አየር ዝፀንሓሉ ካብ ዕለት 14/08/2012ዓ/ም ክሳብ 16/08/2012ዓ/ም ይከዉን

5 ፕሮፎርማ ዝረአየሉ ዕለት 16/04/2012ዓ/ም ሰዓት 4፡00 ይከዉን

ድሕሪት
ጨረታ መደብ