በዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ስፔር ፓርት ክዕድግ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ብፕሮፎርማ ክትወዳሩ ይዕድም
  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 18, 2012 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 11:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
  • ቦታ: መቐለ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 19, 2012 11:02 ደ/ሰዓት
  • መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/
  • ሕትመት
  • ፒዲኤፍ

1 ተወዳደርቲ ፐሮፎርማ ኣብ ዝተዓደልሉ ዕለት17/06/2012ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 19/06/2012ዓ/ም ኣብ ዘሎ ክሳብ ሰዓት 11፡00 ከተቅርቡ ይግባእ

2 ተወዳደርቲ ናይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ሰርተፊኬት ቲን ናይ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ከተቅርቡ ንሕብር ኘ

3 ተወዳደርቲ ዘሸነፍዎ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 07 መዓልቲ ኣታዊ ከገብር ዝክእል

ንተወሳኪ ሓበሬታ 03 44 40 18 75

ድሕሪት
ጨረታ መደብ