ተዓፅዩ
አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብ ሶኒ - ቀዳም ሙሉእ መዓልቲ ግልጋሎት እትህብ 1ይ ደረጃ ዝኾነት 12 ሰብ እትሕዘ ሚኒባስ በቲ ዘርፊ ንዝተሰማረዩ ሕጋውያን ነጋዶ ኣወዳዲሩ ክከረ የደሊ። በዚ መሰረት ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ረቋሒታት እተማልኡ ነገዶ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 29, 2011 8:15 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 29, 2011 8:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ20.00
ዝወፀሉ መዓልቲ