ትካልና ሱር ኮንስትራክሽን ሓለፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ኣብ መቐለ ዋና ቤት ፅሕፈት ትርከብ ናይ ጉድጎድ ማይ ሰብ መርስልን ወታር ፓምፕ ብጨረታ አወዳዲሩ ሕድሳት ክገብር ስልዝደለየ ኣብዚ ሞያ ፍቃድ ዘለኩም ክትወዳደሩ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2018 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 159.99 (1.25) | 161.59 (1.26) | |
| 182.28 (1.11) | 184.10 (1.12) | |
| 24 (1) | 23.83 (0.18) | |
| 9.71 (0.01) | 9.8 (0.01) | |
| 0.99 (0.01) | 1 (0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ሓምለ 8, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ