ማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ናይ ኮነስትራክሽን ደረጃ 8ተ ቀለም ንምሕባዕ ክተወዳድር ስለዝደለየ::

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 8, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 8, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ሽረ ሐፈሻዊ ንግዲ ዕደጋ ማእከል ሽረ እንዳስለሴ ማሕበር ሽረ ዕደጋ ኣብ ናይ 2018 ን 2019 ዓም በጀት ዓመት ኣብ ከተማ ሽረ 01 ፍሉይ ቦታ ዕደጋ ከፍቲ ንዝስራሕ ዘመናዊ ዕደጋ ማእከል ማለት እዉን ሞል ስትራክቸራል ፕሮጀክት ዝርገሐ ኤሌክትሪካል ኮንዲትን ሳኒተሪን ዘጠቃለለ G+1 ዘመናዊ ማእከል ዕድጋ ማለት እዉን ሞል ብደረጃ 1 ብርኪ ፍቃድ ስራሕ ዘለዎም ናይ ህንፃ ተቆራፅቲ ስትራክቸራል ስራሕ ኮንስትራክሽን ትካላት ብግልፂ ጨረታ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 26, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 26, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታሽረ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ150,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቂኣኖ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ዝርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ኣብ ቤት ፅሕፈት ህንፀት ምምሕዳርን መጎዓዝያን ወረዳ ጋንታ አፈሹም ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅርን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፀት ኮንስትራክሽን አብ 2018 ዓም በጀት ዓመት ብዋናነት ንቤት ፅሕፈት ትምህርቲ ኣብ ጣብያ አዘባ ምሉእ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ አዘባ ዝስራሕ ሐደ ብሎክ መመህሪ ክፍሊ ህንፃን ንምስራሕ ኣብ ክልልና ትርከቡ ሓርበኛታት ብደረጃ 8 ደቀቅቲ ንግዲ ትካላት ብርኪ BC GC ብርኪ ስራሕ ፍቃድ ንዘለዎም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይ ኮንስትራክሽን ሽርካና ማሕበር ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ሓምለ 20, 2018 8:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንሓምለ 20, 2018 8:30 ቅ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ

ጨረታ መደብ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s