ፋብሪካ ስሚንቶ መሰቦ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ዝተፈላለዩ ዓይነታት ስክራፕ ማለት እዉን 250 ሓባ በርሚል 203 ሓባ ጣዉላ ማዕፆ 124 ሓባ ናይ መኪና ባትሪ ንዓማዊል ብግልፂ ጨረታ ብምዉፃእ ሕጋዊ ናይ ስራሕ ፍቃድ ንግዲ ንዘለኩም ተጫረቲ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 30, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ መቐለ
| # | መሸጢ | መግዝኢ |
|---|---|---|
| 159.32 (-0.67) | 160.91 (-0.68) | |
| 182.04 (-0.24) | 183.86 (-0.24) | |
| 24 (0) | 23.77 (-0.06) | |
| 9.74 (0.03) | 9.83 (0.03) | |
| 0.98 (-0.01) | 0.99 (-0.01) | |
| ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ሓምለ 9, 2018 | ||
ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!
ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ