ንማሕበር ደቂ ኣንስትዮ ትግራይ ICRC project ንመቐለ እንዳኬክ ግልጋሎት ዝዉዕል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲራ ዉዕሊ አሲራ ክትዕድግ ስለዝደለየት

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 14, 2019 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 14, 2019 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2%
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ ሰሜን ንፖሊስ ቤት ፅሕፈት ንተጠርጠርቲ አስራት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ባኒ ግልጋሎት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ/ግልጋሎት ክረክብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 28, 2018 11:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 28, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ

ፍሉይ 2 ብርኪ ቤት ትምህርቲ ቓላሚኖ ን2019 ዓ/ም በጀት ዓመት ንተምሃሮ ቀለብ ዝኸዉን ኣትክልትን ፍራምረን (አስቤዛ) ፤ፊኖ፡ጥራምረ ፤ምግብን ቅብኣትን በርበረ ዛላን እንቁላሊሕን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጳጉሜን 2, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጳጉሜን 2, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ሓፈሸዊ ሆስፒታል መቐለ ንበጀት ዓመት 2019 ዓም ንስራሕ መሳለጢ ዝዉዕል ናይ ሐለዋ: ፅሬት ኣዉቱ ሶርስ ግልጋሎት ግዝኢት: ፅገና ተሽከርከርቲ ማለት ጋራጅ : ቀረብ ግልጋሎት ኦክስጅን : ዝተፈላለዩ ዓይነት ቀረባት ምግብ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 22, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 22, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ20000 / ዒስራ ሽሕ ቅርሺ/ : ብጀካ ኤሌከትሮኒክስ ፅገና 10000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ማእከል ቤት ህንፀት ዓድዋ ኣብ 2019 ዓም በጀት ዓመት ብዝተበጀተሉ በጀት ኣብ ዉሽጢ እቲ ቤት ጅንፀት ዝርከቡ ተሃነፅቲ ሕጊ ንሐጋዊያን ነጋዶ አጫሪቱ ከመግብ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ ነሓሰ 25, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንነሓሰ 25, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታዓድዋ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ50,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ መደብ

ዋጋ ሸርፊ

#መሸጢመግዝኢ
160.99 (0.01)162.60 (0.01)
180.26 (0.33)182.06 (0.33)
24 (0)24.26 (0.01)
9.66 (0.02)9.75 (0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ዓርቢ መስከረም 29, 2019
s