ተዓፅዩ
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራት ንኣገልግሎት ቤት ዕዮ ዝውዕሉ መሳርሒ ህንፃ፣መሳርሒ ፅሕፈትን ፣ንመሰልጠኒ ተሃነፅቲ ዝኸውን ኣቑሑት ጣውላን ሓፂን መፂንን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2011 4:20 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2011 4:40 ቅ/ሰዓት
ቦታዓዲግራት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ50.00
ዝወፀሉ መዓልቲ