ተዓፅዩ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ቆላ ተምቤን ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ካብዚ ዝተመደበሉ በጀት ንዝተፈላለዩ አብያተ ፅሕፈት ወረድኡ ዘገልግል ፅሕፈት መሳርሒ : ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 14, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 14, 2011 5:00 ቅ/ሰዓት
ቦታቆላ ተምቤን
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ