ተዓፅዩ
ኮሌጅ ሳይንስን ጥዕና ዶ/ር ተወልደ ለገሰ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቁሑታት : ሕክምና ኣቅሑት : መድሓኒታትን ኬሚካላትን : ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ፅሬት ኣቅሑት ፈርኒቸር ወይ ናይ ቢሮ ኣቅሑት : ስፖርት ዕጥቅን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተወዳደርቲ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጥቅምቲ 16, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጥቅምቲ 16, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ30.00
ዝወፀሉ መዓልቲ