ተዓፅዩ
ኤጀንሲ ልምዓት ምምሕዳርን ኣብያቲ ክልል ትግራይ ንቤት ዕዮና ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ኣቑሑት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዝኾነ ተጫረቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መመዘኒ ረቋሒታት ብምምላእ ኣብቲ ጨረታ ንክትሳተፉ ይዕድም።
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መስከረም 22, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመስከረም 22, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ4,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ100.00
ዝወፀሉ መዓልቲ