ተዓፅዩ
ኣብ ወረዳ ፅምብላ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ፋይናንስ ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምላሽ ስደተኛታት ማለት እዉን DRDIP ዝተረከበ በጀት ኣብ 2017 ዓም ካብ እንዳባጉና ክሳብ ደብረ ማሪያም ቀበሌ ኣብ ዘሎ መንገዲ ናይ ፅገና ስራሕቲ ብጠቅለላ ኮንትራክት ንምስራሕ ስለዝተደለየ ኣብ ስራሕቲ መንገዲ ኮንስትራክሽን ወይድማ ጠቅላላ ስራሕቲ ኮንስትራክሽን ፍቃድ ዘለዎ ተወዳደርቲ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 10, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 10, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታወረዳ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ200.00
ዝወፀሉ መዓልቲ