ተዓፅዩ

ንቤት መዘጋጀ ከተማ መቐለ ን2017 ዓም ዝዉዕል ናይ ከይዲ ሰራሕ ሓምለዋይ ልምዓት ፅባቀን ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ከተማ መቐለ አገልገግሎት ዝዉዕል ናይ መኪና ቦቲ ንተክለሊ መስተይን : ንናይ ፈርኒቸር ኣቅሑትን ዕድጊትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ክካረይን ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 27, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 27, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋፈርኒቸር ኣቅሑት 20000 ቅርሺ : ንናይ ቦቲ መኪና ግልጋሎት ኪራይ ምቅራብን 15000 ቅርሺ
ናይ ደኩመንት ዋጋ500.00
ዝወፀሉ መዓልቲ

ቢሮ ጥዕና ክልል ትግራይ ነዚ ዝስዕብ ናይ መኪና ባትርን ስፔርን ብፕሮፎርማ ኣወዳድሩ ክዕድግ ይድሊ፤

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 15, 2017 10:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 15, 2017 11:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ቢሮ ኢንዱስትሪ ክልል ትግራይ ዝተፈላለየ ዘገልገለ ንብረት ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 20, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 20, 2017 3:45 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት