ተዓፅዩ
ኣብ ግዚያዊ መንግስቲ ትግራይ ቢሮ ማይን ኢነርጅን ክልል ትግራይ ካብ SDG ብዝረከቦ በጀት ኣብ ዝተፈላለያ ወረዳታት ዝዉዕል ሳብ መርስቨል ባምፕታት ምስ ሙሉእ ኣክሰሰሪኡ ቀረብን ተከላን ስራሕቲ ብክልል ብርኪ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለዝደሊ ደረጃ 4 ልዕሊኡን ዝኮንኩም ሕጋዊ ነጋዶ ይዕድም
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2017 3:15 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ