ተዓፅዩ

ን ሳልሳይ ግዜ ዝወፀ ቢሮ ትራንስፖርትን መራክብን ክልል ትግራይ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ጀሚሩ ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ መላእ መናሃሪያታት ካብ ክልል ትግራይ ናብ ካልኦት ክልል ኮነ ናብ ኣዲስ አበባ ካብን ናብን ኣብ ዝግበር ጎዕዞ ስርዓት ንምትሓዝ ግልጋለት ኢቲኬቲንግ ህዝቢ መጎዓዝያ ካብ ሕጋዊ ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ በቲ ዝለምዓ ቴክኖሎጂ ዘማልኡ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 5, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 5, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ተዓፅዩ

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ (lot 4) G+4 ህንፃ ዲዛይን ክነስርሕ ሰለዝደለና

ዝዕፀወሉ መዓልቲ የካቲት 22, 2017 8:30 ቅ/ሰዓት (ተዓፅዩ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንየካቲት 23, 2017 9:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ10,000
ናይ ደኩመንት ዋጋ300.00
ዝወፀሉ መዓልቲ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
161.00 (0)162.61 (0)
180.53 (0.76)182.33 (0.76)
24 (0)24.46 (0.02)
9.67 (0.03)9.77 (0.03)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2019

ወናኒ ትካል ድዮም?

ዝተፈላለዩ ጨረታታት ኣብዚ ከምዝረክቡ ይፈልጡ/ጣ ‘ዮም/የን። እንድሕር ተመዝጊቦም እቶም ዝወፁ ጨረታታት ንኦም/ንኣን ዝምልከቱ ጥራሕ መሪፁ ዘርኢ ሓባሪን ሰርች ዝገብሩሉ/ራሉ ከምኡውን ናብ ኢሜይል ኣድራሻኦም/አን ዝወፁ ስራሕቲ ዝፍልጥ ድሕሪ ዝተወሰን እዋን ድማ ናብ ሞባይሎም እቲ ሓበሬታ ዝልእክ ቴክኖሎጂ ዝረክቡ/ባ ንስርሖም/ሐን እውን ኣሳልጦ ይህቦም/በን ‘ዩ። ንምምዝጋብ ዝከፍልዎ/ኦ ብጣዕሚ ርትዓዊ ዝኮነ ክፍሊት ጥራሕ ‘ዮ። ንምዝጋብ ብኣድራሻና ይርከቡና!

ጨረታ ንምክትታል ይመዝገቡ

ጨረታ ዘለዎን ከተማታት