Closed
ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም ን 2018 ዓም በጀት ዓመት ካብ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓድዋ ዝተርከበ በጀት ኣብ ከተማ ዓድዋ ጣብያ ሓየሎም ዝርከብ ናይ ቴክኒክን ሞያን ህንፃ ቀዳማይ ካልኣይን ደብሪ ንምስራሕ BCንGC 7 ልዕልኡን ብርኪ ስራሕ ዘለዎም ስራሕ ተኮናታርቲ ብግልፂ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 28, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 28, 2017 3:01 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ300,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ2,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ