Closed
ናይ ቅዱስ ሩፋኤል ቤተክርስቲያን ህንፀት እስካብ ግሬድ ቢም ማሻሻታን ዝተጠናቐቐ እንትኾን ሕዚ ግን ህንፃ መስርሒ ኮሚቴ ብናይ ጉልበት (ሰብ ሓይሊ) ዋጋ ንህንፃ ተቛረፅቲ ልዕሊ ግሬድ ቢም እስካብ 6 ሜትሮ ዝርክቡ ናይ ኩሎም ዓንድታት /columns /፣ ቢም / Beams/ ፣ ስላብ /Mezzanine slab/ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ::
ዝዕፀወሉ መዓልቲ መጋቢት 7, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንመጋቢት 7, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
ቦታመቐለ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ100,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ1,000.00
ዝወፀሉ መዓልቲ