ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፃን ብናይ ቤት ፅሕፈት ዳግም ህንፀት ትግራይ በጀት ናይ ማእከላይ ዞባ ምምሕዳር ፅገና ህንፃ ኦፊስ ንምስራሕ ብደረጃ 8BC ደቂቅ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ክልል ትገራይ ዝርከቡን ብደረጃ 9 GC ንእሽተይ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካላት ዘለዎም ኣብ ከተማ ኣክሱም ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕብረት ሽርክና ማሕበራት ዉልቀ ኣናሽተይን ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓምለ 7, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም