ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓዲግራት ዝርከብ ከይዲ ሰራሕ ዝተወደደ መሰረት ልምዓት ብናይ ከተማ ዉሽጢ ኣታዊ ሐድሽ ተፋሰስ ስራሕ ካብ ዕደጋ ቀበሌ 01 ናብ ነባር ተፋሰስ ቀበሌ 01 ብተወሳኪ እዉን ካብ ሓድሽ መንደር 2016 ዓም ዝተሰርሐ ተፋሰስ ናብ ሮቦ ሑጋ ዝስርሕ ብደረጃ 8 ደቂቅ ንግዲ ትካል RC ወይድማ GC ብብርኪ ስራሕ ፍቃድ ዘለኩም ዉልቀ ኮንትራክተራት ወይድማ ኮንስትራክሽን ሽርክና ማሕበራት ደኣንት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 3, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ዓዲግራት