ኣብ ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ደቡብ ትግራይ ዝርከብ ምምርሒ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ዕደጋ ንብረትን ኣብ 2017 ዓም በጀት ዓመት ብናይ ዩንዲፒ ፒሰኤፍ በጀት ዋነንነቱ ናይ ዞባ ምምሕዳር ዝኮነ ኣብ ቀበሌ 02 ዝርከብ ህንፃ ፅገና ስራሕቲ building maintenance work መፍለይ ዕደጋ ቁፅሪ ማይጨዉ /CW/BM/01/17 ብደረጃ 8 BC/GC ብርኪ ደቀቀቅቲ ትካላት ኮንስተራክሽን ማሕበራት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ነሓሰ 14, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ማይጨዉ