Closed
ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ህንፀትን መጎዓዝያ ወረዳ ራያ ዓዘቦ ዝርከብ ይክዲ ስራሕ ቁፅፅር ዲዛይንን ህንፃን ስራሕቲ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ካብ FSRP ሐገዘ ዝተረከበ በጀት ዝተረከበ ኣብ ከተማ መኮኒ ዝረከብ መክዘን ዩኒን ለምላም ራያ ንምህናፅ ስለዝደለየን ብዝኮነ ዓይነት ደረጃ ፍቃድ BCን GC ናይ ንግዲ ስራሕቲ ህነፀት አወዳዲሩ ከሃንፅ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ ጉንበት 8, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትንጉንበት 8, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
ቦታራያ ዓዘቦ
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ70,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ--
ዝወፀሉ መዓልቲ