ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፀትን ኣብ ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት በጀቱ ናይ ቤት መዘጋጃ ኣክሱም ዝኮነ ኣብ ጣብያ ሐዉልቲ ዝስራሕ ኦፍስ ምምሕዳር ህንፃ ንምስራሕ ብደረጃ 8 BC ንእሽተይ /GC ደቀቅቲ ብርኪ ፍቃድ ንግዲ ትካል ዘለዎም ኣብ ክልል ትግራይ ዝርከቡ ብናይ ኮንስትራክሽን ሕበረት ሽርክና ማሕብረትን ዉልቀ ደቀቅትን ኣናእሸተይ ትካላት ዝተወደቡ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 20, 2017 03:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
ቦታ ኣክሱም