ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረት ብቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ በለስን ማይ ጥምቀትን ንዝስራሑ ሐባር ዒላ ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 13, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 08:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 25,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረት ምምሕዳርን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ከይዲ ሰራሕ ህንፀትን ልምዓት መስኖ ኣብ ወረዳተ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ማይ ጥምቀትን ንዝስራሕ ዳይቨርሽን ፅገና ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ ክስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 12, 2017 ( ቅድሚ 2 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ መጋቢት 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 32,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ኣብ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ቤት ፅሕፈት ንናይ ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባዊ ልምዓት ከይዲ ስራሕ ህንፀት መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ በጀት ኣብ ጣብያታት መስልሕን ኩሉ ፈርሓን ብማይ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ሕጋዊያን ኮንትራክተራት ብምልክታ ፕረፎርማ አወዳዲሩ 8 ሓባር ዒላ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 8, 2017 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ ጥሪ 12, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 17, 2017 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ታሕሳስ 1, 2017 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Motorcycle Spare Part/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንብት ፍርዲ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ንባዕሉን አገልግሎት ዝዉዕሉ ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒ ፅሕፈትን : ናዉቲ ሕትመትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሕዳር 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ረቡዕ ታሕሳስ 10, 2016 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንኣቅሑት ኤልኬትሮኒክስ 5,000 ቅርሺ ንመሳርሒ ፅሕፈት 4,500 ቅርሺ ንናዉቲ ሕትመት 3,000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 150.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/ Printing & Publishing Service/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ፅሬት፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 10, 2013 (ልዕሊ 4 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 24, 2013 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Cleaning & Janitorial Equipments/ Stationery Supplies/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንቤት ዕዮ ሃፍቲ ማይን ማዕድንን ኢነርጅን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ጣብያ ሃፍቶም ኣብ 3ተ ቁሸታት ናይቲ ጣብያ ዝስራሕ ፕሮጀክት ማእከላይ ጉድጓድ ከስርሕ ዝክእል ብዉድድር ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 27, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት ጉንበት 16, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,500.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Water Works Construction/ Water Well Drilling & Water System Installation/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከ/ስ/ዕ/ምመ/ር/ን ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና ፣ኣቁሑት ቢሮ ፣ መሳርሒ ህንፃ ፣ ዝተፈላለዩ መፃሕፈቲ ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኣወዳዲሩ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 12, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 27, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Building/Material Materials/ Vehicle Spare Part/ Sports and Camping and Lleisure/ Books & Education Materials/ Office Furniture/ Stationery Supplies/

ቤት ፍርዲ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንባዕሉ ንቤት ፍርዲ ወረዳ ሽረ እንዳስላሴን ንብረተት ማለት እዉን ፣ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ናዉቲ ሕትመት ፣ ናይ ፌርኒቸር ንብረታትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም መስከረም 24, 2012 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥቅምቲ 11, 2012 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Office Furniture/ Stationery Supplies/ Printing & Publishing Equipment/Materials/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ኣቅሑ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ታሕታይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ መጋቢት 20, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ዓይነት ጨረታ: ግልፂ ጨረታ
  • ጨረታ መደብ Electronic Equipment & Accessories/ Stationery Supplies/