ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ግልፂ ጨረታ ምዉጋድ ንብረት ወረዳ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ብኣዋጅ ቁፅሪ 255/2007 ብተወሳኪ ድማ ብቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ክልል ትግራይ ብዕለት 21/8/2018 ዓም ብቁፅሪ ተፈ 16B26 ብዝተዉሃቦ ተሽከርክርት ናይ ምዉጋድ ዉክልና መስረት ዝተፈላለያ ዝተበላሸዋ ሞትር ሳይክልን መኪናን ንምዉጋድ ብጨረታ አወዳደሩ ክይሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ሰነ 22, 2018 (17 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 29, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 29, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ መኪና/ማሺን ምሻጥ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ምምሕዳርን ፋይናንስን ወረዳ ላዕለዋይ ቆራሮ ንናይ ወረደ ላዕላይ ቆራሮ ቤት ፅሕፈት ዘፈረ ቁጠባዊ ልምዓት ከይዶ ሰራሕ ህንፀትን መስኖ ግልጋሎት ዝዉዕል ብፕሮግራም ምጥንካር ስርዓት ምግቢ foofd system program resinance program በጀት ኣብ ጣብያታት መሳሕል ኮለፈረሃን ኣብ ማይ ተንከፍ ስራሕቲ ፍቃድ ዘለዎም ኮንትራክተራት ብምልክታ ጨረታ አወዳዲሩ 08 ናይ ሓባር ዒላ ክሰርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ የካቲት 18, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 24, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ላዕላይ ቆራሮ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 24, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/