...ት ኤሌክትሮኒክስ :ኣቅሑት ኤሌክትሪክ : ኣቅሑት ቢሮን : መሳርሒ ህንፃን ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ከጫርት ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ሚያዝያ 28, 2018 (11 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 11, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (2 መዓልቲ ይተርፎ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 11, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ:ኣቅሑት ኤሌክትሪክ 20000 ቅርሺ : ኣቅሑት ቢሮን 20000 ቅርሺ : መሳርሒ ህንፃን 20000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት ፋይናስን ከተማ ኣክሱም ካብ በጀት ዓመት 2018 ዓም ኣብ ትሕቲ ምምሕዳር ከተማ ኣክሱም ንዝርከብ ኣብያተ ዕዩ መንግስቲ ግልጋሎት እናሃባ ዝርከባ ናይ መንስግስቲ ተሽከርከርቲ መካይን ኣቅሑት መለዋወጢ ብብርኪ ክልል ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 23, 2018 (16 መዓልቲ ገይሩ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 7, 2018 9:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 7, 2018 10:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 300.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ኣክሱም ኤዝ ፕሮጀክት ብዝተረከበ በጀት ን2018 ዓም ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒታት ፅሕፈት :ኤሌክትሮኒክስ : ንሆቴል ማናጅመንት ካልኦት ኣቅሑትን ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሚያዝያ 6, 2018 (ቅድሚ ሓደ ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 16, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 16, 2018 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ንእሌክትሮኒክስ 20000 ቅርሺ : ንፅሕፈት መሳርሒ 2000 ቅርሺ : ንሆቴል ማናጅመንት 8000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሐወልቲ ኣክሱም ን 2018 ዓም ንከይዲ ምምሃር ምስትምሃር አገልግሎት ዝዉዕል ናይ ቴክኖሎጂ ኣቅሑት ማለት እዉን ኮንስትራክሽን ህንፃ ሳኒተርን : ኣቅሑት ኤሌክትሪክ :መሳርሒ ፅሕፈት :ናይ ጨርቂ : ናይ ኣዉቶ ስፔር :ናይ መኪና መለዋወጢ : ኣቅሑት ፅሬት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም የካቲት 14, 2018 ( ቅድሚ 3 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 1, 2018 3:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 1, 2018 4:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: ህንፃ ኤሌክተሮኒክስ ንፅሕፈት መሳርሒ 500000 ቅርሺ ንጨርቂ ሲነታይዘር 300000 ቅርሺ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/

ትካልና ዋልታ ኢንዳስተሪያል ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ መኽዝኑ ዘለዉ ዝተፋላላዩ ዘገልገሉ ኣቑሑትን ንፋብሪካ ዝጠቕሙጥረ ኣቑሑትን ኣጫሪቱ ክሸይጥ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 26, 2017 ( ቅድሚ 12 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2017 3:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2017 3:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ማእከል ምርምር ሕርሻ ኣክሱም ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ንናይ መኪና መለዋወጢ አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጉንበት 5, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 19, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 19, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና/

ማእከል ቤት ህንፀት ኣክሱም ናይ 2017 ዓም በጀት ዓመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ናይ ወርክሾፕ ማሽን መቅረብቲ ብግልፅ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጉንበት 15, 2017 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ኣክሱም
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጉንበት 15, 2017 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 15,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 200.00
  • ጨረታ መደብ ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ናይ ምህንድስና ኣቁሑት/