ኣብ 2018ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ-ሚኢቲ ንቤት ፅሕፈት ፖሊስ ወረዳ እንደርታ ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ሞተር ሳይክል ንብረት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደልይ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ታሕሳስ 24, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥሪ 5, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥሪ 5, 2018 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 6,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ዕድጊት ሞተርሳይክል/

ኣብ ቤት መዘጋጃ መረብ ሚእቲ ዝርከብ መዋፈሪ መኪና ዝኮነ ሓመድ ሙድግዳጉን ምስትክካልን ምስራሕን ናይ ክራይ ማሽን ፍቃድ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሪ ማሽናት ክካረ ይደሊ፥፥

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሕዳር 20, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 1, 2018 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 1, 2018 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ማሽነሪ ክራይ/

አብ 2017 ዓ/ም ባጀት ዓመት ብቤት ማዘጋጃ ከተማ መረ- ሚኢቲ ንህዝብ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ማይ ንብረታት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ስለ ዝደለየ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 9, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 17, 2017 10:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መረ ሚኢቲ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 17, 2017 10:30 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/