ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ዝትፈላለዩ ዘገልገሉ ናይ ናፍጣ ጀነሪተር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ታሕሳስ 6, 2018 ( ቅድሚ 4 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 21, 2018 04:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 21, 2018 04:31 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 50,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 500.00
  • ጨረታ መደብ ካልኦት ዝሽወጡ/ ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይ ቅነጣል ካብ ዘለውዎ ናይ 2018 ዓ/ም መደበኛ በጀት ካብ ዕለት 18/03/2018 ዓ/ም ጀሚሩ ክሳብ 02/04/2018 ዓ/ም ኣብ ኣየር ዝውዕል ግልፂ ጨረታንናይ ወረዲኡ ኣብያተ ፅሕፈታት ግልጋሎት ዝውዕሉ ናውት ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 18, 2018 ( ቅድሚ 5 ወርሒ)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 2, 2018 05:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 2, 2018 05:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ:
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ቢሮ አቁሑት/

ቤት መዘጋጃ ከተማ ማይቅነጣል ንሓደሽቲ ዝስፋሕፋሐ መንደራት ዝዉል ኮንኮሪት ፖል ማለት እዉን ዓምዲ መብራህቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ክትጫረቱ እትደልዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ክዕድም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ መጋቢት 2, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መጋቢት 12, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መጋቢት 12, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 20,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 1,000.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ትልምን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ማይቅነጣል ንኣብያት ቤት ፅሐፈትና ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት: ኣቅሑት ቢሮ :ናዉቲ ኤሌክትሮኒክስ :ናዉቲ ፅሬትን :ዕጥቅታት ስፖርትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥቅምቲ 15, 2017 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2017 04:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2017 04:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይ ከተማ ማይ ቅነጣል ኣብ 2008 ዓም ኤለክትሮኒክስ: ኦፊስ ፈርኒቸርን :መሳርሒ ፅሕፈትን ዝተፈላለዩ ንብረታት ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጉንበት 29, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: ማይ ቅነጣል
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 3, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/