ቤት ፅሕፈት ዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ፋይናስን ምምሕዳር ንብረትን ንዞባ ሰሜን ምዕራብ ምምሕዳር ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ኣቁሑት ቢሮ ናይ አዳራሽ ወንበር ኣቁሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ክትወዳደሩ እትደሊዩ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ሚያዝያ 15, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንዳሰላሰ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 27, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 4,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ኣብ ዉሽጢ ከተማና ዝስርሑ ናይ መንገዲ ፅገና 532 ሜትር ኪቡ ፋሕሸር ምፍሳስ ስራሕቲ ነቲ ፋሕሸር ንምጎዓዝ ካብ ጎቦ ዳጀነራል አርኣያ ወይም ካብ ሰይት ከጎዓዓዝ ዝክእላ ሲኖትራክ : ዳብል ትራክ : ገልባጭ መኪና ፋሕሸር ንምጎዓዝ ጥራሕ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ሚያዝያ 14, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንዳሰላሰ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 26, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ዞባ ምዕራብ ኣብ ቤት ፅሕፈትና ንዝርከባ ተሽከርከርቲ መካይን ንበጀት ዓመት 2008 ዓ/ም ዘገልግል ጎማ ፣ ካላማደሪያ ናይ መኪና ወንበር መሸፈኒን ጨርቂን ሙቐት መካላኸሊን ዕደጋ ከካይድ ስለዝደሊ እዞም ዝስዕቡ ሮቆሒታት እተማልኡ ነጋዶ ንዉድድር ይዕድም

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥሪ 23, 2008 (ልዕሊ 10 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: የካቲት 8, 2008 06:00 ደ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: እንዳሰላሰ
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: የካቲት 11, 2008 06:00 ደ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/