ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳርን ፋይናንስን ከተማ ማይ ካድራ ንኣብያተ ዕዩ ከተማ ማይ ካድራ አገልጋሎት ስራሕ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ዓይነታት ኣቅሑት ቢሮን ገዛን : ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ : መሳርሒታት ሕትመት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጉንበት 24, 2016 (ቅድሚ ሓደ ዓመት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰነ 6, 2016 03:30 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: Maykadra
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰነ 6, 2016 04:00 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: በቢዘርፉ ዝተፈላለየ እዩ
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 100.00
  • ጨረታ መደብ ናገዛ ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/