ቤት ፍርዲ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣጎልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት፤ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፤ ኣቅሑ ቢሮ ፣ ሕትመትን መሳርሒታት ፅሬትን፤ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጥቅምቲ 17, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 28, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 28, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 3,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ቢሮ ፈርኒቸር/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ኣቁሑትን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ን ቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣ኣቅሑት መለዋወጢ መኪና ፣ ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መስከረም 29, 2012 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ጥቅምቲ 3, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ጥቅምቲ 3, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይዛና ን ቤት ፅሕፈታት ኣገልግሎት ዝዉዕል ፡ መሳርሒ ፅሕፈት፣ ዕጥቂ ስፖርትን፣ ጎማ መኪናን፣ ሕትመት ካብ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሶኒ ጳጉሜን 4, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 9, 2012 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 9, 2012 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 10,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ናይ ስፖርት ዕጥቅን ተዛመድቲ አቁሑትን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን ማዓድንን ኢነርጂን ዝውዕል ብናይ ከዋሽ በጀት ኣብ ዝ/ዩ ጣብያታት ዝስራሕ 10 ናይ ኢድ ካዕቲ ማይ ጎዳጉዲ ንሕጋውያን ኣብ ስራሕቲ ማይ ተንከፍ ኮንስትራክሽን ዝተዋፈሩ ደረጃ 9 ደቀቅትን ኣናእሽተይን ትካላት ንግዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሚያዝያ 17, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሚያዝያ 30, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሚያዝያ 30, 2011 4:03 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 2,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 30.00
  • ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ሕዳር 27, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ታሕሳስ 3, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ታሕሳስ 3, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ መደባይ ዛና ነቲ ወረዳ ኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ካብ ሕጋዉያን ናይ መኪና መቅረብቲ ነጋዶ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ሰሉስ ሕዳር 18, 2011 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሕዳር 26, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሕዳር 26, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 5,000.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፈይናንስ ወረዳ መደባይ ዛና ንኣብያተ ፅሕፈት ኣገልግሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ፅሕፈት :ሕትመት :ኤሌክትሮኒክስ ከምእዉን አቁሑት ፅሬት ካብ ሕጋዉያን ነገዳ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

  • ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጳጉሜን 2, 2010 (ልዕሊ 7 ዓመታት)
  • ዝዕፀወሉ መዓልቲ: መስከረም 10, 2011 4:00 ቅ/ሰዓት (ሓሊፉ)
  • ቦታ: መደባይ ዛና
  • ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: መስከረም 10, 2011 4:30 ቅ/ሰዓት
  • ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ: 0.00
  • ናይ ደኩመንት ዋጋ: 50.00
  • ጨረታ መደብ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ናይ ሕትመት ስራሕቲ/