ዓይነት ስራሕ ፅገና ሶላር ፓምፕ ሲስተም በዝሒ ናይ ክልተ ዓሚቁ ጉድጎድ ዝስረሐሉ ጣብያ ገጠር ሰመማ ገጠር ሰመማ ፍሉይ ቦታ ግራት ራራይ ግራት ራራይ በዝሒ 01 01 ዘድሊ መዓልቲ 30 ፍልፍል በጀት ዩኒድፒ
1 ፅገና ሶላር ፓምፕ ሲስተም ወይ ኢነርጂ ዘርፊ ወይ ተንከፈ ስራሕቲ ዝተዋፈሩ
2 ቴክኒካል መዓቀኒ ኣብ ሕሉፍ ዓመት ብሶላር ተንከፍ ቀረብ ዝርገሐ ወይ ማይ ትካላት ፓምፕ ልዕል ሐደ ሚልዩን ብር ሰረሑ ዘረከበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
3 ኣብ ሕሉፍ ዓመታት ብሶላር ሲሰተም ተንከፍ ወይ ማይ ትካላት ፓምፕ ስራሕቲ ሰሪሑ ናይ ሐደ ዓመት ስራሕ ልምድን ከምእዉን ናይ መወዳእታ ክፍሊት ዝተአዘዘሉ ፐይመንት ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
4 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ብናይ ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ቀረብ ሶላር ሲሰትም ዝርገሐ ስራሕ ዘርፊ ዘለዎን ከቅርብ ዝክእል
5 ቫት ተመዝገብቲ ዝከንኩም ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፊኬት ከቅርብ ዝክእል
6 ናይ ወርሒ መጋቢት ወይ ሚያዝያ 2018 ዓም ቫት ሪፖርት ከቅርብ ዝክእል
7 ናይ ግብሪ ከፋሊ ሰርተፊኬት ወይም ቲን ናምበር ከቅርብ ዝክእል
8 ናይ 2018 ዓም ዝተሐደሰ ምስክር መቅረባይነት ከቅርብ ዝክእል ወይ ኣብ ዕደጋ ምምሕዳር ንብረትን ኣብ ዘዳለዎ መርበብ ሐበሬታ ዝተመዝገበ ምካኑ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል
9 ጨረታ መከበሪ ብር 15000 ብጥረ ገንዘብ ወይ ብስፒኦ ከትሕዝ ዝክእል ብጥረ ገንዘብ ተኮይኑ ናብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰ ብጥረ ገንዘብ ተኮይኑ ናብ ባንኪ ንግዲ ኢትየጰያ ሒሳብ ቁፅሪ 1000539538431 ኣታዊ ገይሩ ስሊፕ ደረሰኝ ከቅርብ ይክእል
10 ተወዳዳራይ ቴክኒካል ልዕል 70 ሚእታዊ ዝርከበ ናብ ፋይናንሻል ወድድር ይሓልፍ ኣብ ፋይናሽል ዝተሐተ ዋጋ ዝመለአ ሰዓራይ ይከዉን
11 ዕደጋ ፈፃሚ ኣካል ኣብ ነብሰወከፍ ነፀላ ስራሕ በጀት መሰረት ዝገበረ ክሳብ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ወይ ምቅናስ መሰል ከምዘለዎ ክፍለጥ ይግባእ
12 ንኩሎም ፈቃዳትን ካልኦት ቴክኒካል መረዳአታ ኦርጅናል ምስ ሐደ ኮፒ ቅዳሕ አተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
13 ዝተመለአ ሰነድ መቅረቢ ሐደ ኦርጅናል ሐደ ኮፒን ብጠቅላላ ክልተ ዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርብ ዝክእል
14 ኣብ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ክህልዎ የብሉን እንተሃሊዎ ድማ ናይ ባዕል ዋና ፊርማን ማህተምን ክህልዎ አለዎ ተዘየኮይኑ ካብ ጨረታ ይሰረዝ
15 ተወዳደርቲ ኣብ ተቅርብዎ መወዳደሪ ሰነድ ሽምን ኣድራሽ ከተማን ማሕተምን ክዓርፎ አለዎ
16 ጨረታ ሰነድ ካብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ቆራሮ ከይዲ ስራሕ ምምሕዳር ንብረትን ቁፅሪ17 ሰነድ ጨረታ ዘይመለስ ብር 500 እናከፈሉ ካብ 12/9/2018 ዓም ክሳብ 26/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ኣብ ስራሕ ሰዓት እናመፃእኩም ክትወስዱ ከምትክእሉ ንዕድም
17 ሰነድ ጨረታ ዝሐዘ ሳንዱቅ 27/9/2018 ዓም ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዐለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረክበሉ ይክፈት ይኩን ዳኣምበር ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም በዘይ ምርካቦም ከይዲ ምከፋት ጨረታ ኣይተኣጎጎልን
18 ቤት ፅሐፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ መሉእ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
0342440307