ምልክታ ጨረታ
Back
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
Back
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ምልክታ ጨረታ
ግልፂ ጨረታ
ፕሮፎርማ ጨረታ
ጨረታ መደብ
ጨረታ ደረጃ
ከባብያዊ
ክልላዊ
ሃገራዊ
ዓለም-ኣቀፍ
ብድርጅት
ጨረታ ዘለዎን ቦታታት
ኩሎም ጨረታታት (ኩሎም ቋንቋ)
ብዝዓባና
ኣድራሻና
ኤፍ.ኤ.ኪው
ክፍሊት
ይመዝገቡ
እተው
tigrigna
Amharic
English
ጨረታታት
ከባብያዊ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን - ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ከባብያዊ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን - ኣብ ቀረባ ዝተዘርጉሑ ጨረታታት ኣብ ትግራይ
ህንፃ መሳርሒ /
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን
ቤት ፅሕፈት ኣገልግሎት መስተ ማይ ከተማ ሸራሮ ነቲ ቤት ዕዮ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ዝ/ዩ ንብረት ናይ ኤሌክትሮኒክስ ፣ መሳርሒ ህንፃ፣ ናይ ማይ ቱቦታትን መገጣጠሚታትን ፣ ፣ ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቅሑ፣ ናይ ሞተር ሳይክልን መለዋወጢ ኣቅሑ ጀነሬተራት፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 5, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ሽራሮ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ መጋቢት 19, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቱ ዝተፈላለየ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ኣብ ከባቢ ሸራሮ ንዝስራሕ ናይ ሓባር ዒላታት ንናይ ዋን ዎሽ ማእከላዎት ጎዳጉዲ ስራሕ ከምኡውን ንዝተፈላለያ ኣብያተ ፅሕፈት ኤሌክትሮኒክስ ንምዕዳግ ስለዝደለየ ንናይ ሓባር ዒላ ብናይ ማይ ስራሕቲ ንግዲ ፍቃድ ደረጃ 8 ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ከምኡውን ብናይ ዋን ዎሽ ካልኦት ጎዳጉዲ ድማ ብናይ ማይ ስራሕቲ ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ የካቲት 20, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰንበት መጋቢት 8, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:5,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማሽነሪ ክራይ/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ራያ ኣላማጣ ካብ ኤች ፒ ፕሮግራም ዝተረከበ በጀት ኣብ ጣብያ ሰለክለካ ቁሸት ሽፈራው መሌ ንዝስራሕ ሄድዎርክ ፊኒሺንግን ካናል ዎርክን ብቁዓት ናይ ማይ ኮንትራክተራት አወዳደዲሩ ከስርሕ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 1, 2011 (ልዕሊ 5 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ራያ አላማጣ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ የካቲት 7, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:20.00
ጨረታ መደብ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ ብቤት ፅሕፈት ማይን ማዕድንን ኢነርጂን ወረዳ ታሕታይ ኣድያቦ በጀት ዝክፈል ኣብ ዝተፈላለያ ጣብያታት ንዝስራሓ ማእከለዎት ጎዳጉዲ ከስርሕ ስለዝደለየ ብናይ ማይ ስራሕቲ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩምን ደረጃ 6ተን ልዕሊኡን ዘኾንኩምን ተወዳደርቲ ከምኡውን ንዝትፈላለዩ ስራሕቲ ንኣብያተ ፅሕፈት ግልጋሎት ዝውዕል ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ማሽነሪታት፣ደረቅ ፅዕነት፣ መለዋወጢ ኣቅሑ መኪና /ስፔር ፓርት/ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፤
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 22, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ታሕታይ ኣድያቦ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሶኒ የካቲት 11, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:በቢሎቶም ዝተፈላለዩ
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ/ ስራሕቲ ማይ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ መኪና ክራይ/ ማሽነሪ ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ን2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቀረብ መስተ ማይ ከተማ ኮረም ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ኣብ ቤት ፅሕፈትና ዝረከቡ ከይዲ ስራሕ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ቱቦን መገጣጠሚን ቆፃሪትን ፣መሳርሒ ፅሕፈት፣ኣቑሑት ኤሌክትሮኒክስ፣ናይ ቢሮ ኣቑሑ ፈርኒቸር፣ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።ስለዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ ንኽትወዳደሩ ንዕድም።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 08:30 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ የካቲት 8, 2011 09:00 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:በቢ ምድቡ ዝተፈላለዩ
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ማይ ግልጋሎት ከተማ የጭላ ካብ ዘለዎ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ንናይ ቤት ፅሕፈትና ዝዉዕል ቱቦታት ማይ ምስ መገጣጠሚን ቆፀርትን ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ከዕድግ ይደሊ::
ዝወፀሉ መዓልቲ: ቀዳም ጥሪ 18, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 09:00 ደ/ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 30, 2011 09:30 ደ/ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:3,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ኣግበ ቴክኒክን ሞያን መሰልጠኒ ማእከል ኣብ በጀት ዓመት 2011 ዓ/ም ብዝተፈላለዩ ሞያታት ኣብ ምስልጣን ከምዝርከብ ዝፍለጥ ኮይኑ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፤ ናይ ኤሌክትሪክ ኢንስታሌሽን መሳርሒታት፣ ፅሬት መሳርሒታት፣ ናይ ዝርገሐ ማይ መሳርሒ፤ ናይ ኮንስትራክሽን /ህንፃ/ መሳርሒታት፤ናይ ምግቢ /ሱፐር ማርኬት/ ቀረባት፣ ኮስሞቲክስን ፤ጨርቃ ጨርቅን መሳርሒታት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ ንክትወዳደሩ ንዕድም
ዝወፀሉ መዓልቲ: ረቡዕ ጥሪ 15, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ኣግበ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 28, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:10 %
ናይ ደኩመንት ዋጋ:30.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን/ ኣቅርቦት ምግቢ / ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ/ ናይ ፅሕፈት መሳሪሕታተት/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/ ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን/
ተወሳኺ ኣንብብ
ንቢሮ ሓለዋ ጥዕና ክልል ትግራይ ግልጋሎት ዝውዕል ንመስመር ማይ ፅገና ናይ ባንባ መቀያየሪ ኣቅሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 03:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: መቐለ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሰሉስ ጥሪ 7, 2011 03:01 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:0.00
ጨረታ መደብ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ካብ ፕሮጀክት ልምዓት ምንካይ ተፅዕኖ ስደተኛታት ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ (BRDIP) ዝተረኸበ በጀት ብማሕበረ ሰብ ዝምራሕ ኣብ ወረዳ ፀለምቲ ዝርከባ ጣብያታት ማይ ዓይኒ፣ ማይ ኣንበሳ፣ ማይ ተክሊት፣ ውህደት መድሃኒኣለም ሓድነት፣ ሓየሎምን መብራህቶም ኣገልግሎት ዝውዕል መሳርሒ ህንፃን ሓድሽ ንዝስራሕ ናይ ምዝርጋሕ ማይ መስመር ስራሕቲ ዝውዕሉ ዝተፈላለዩ ናውቲ ማለት ናይ ማይ ቡንባ መለዋወጢ ኣቅሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 3, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ፀለምቲ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ሓሙስ ጥሪ 16, 2011 04:30 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:0.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:100.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ/
ተወሳኺ ኣንብብ
ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ዓድዋ ንቤት ፅሕፈት ሃፍቲ ማይን መዓድንን ኢነርጂን ወረዳ ዓድዋ ግልጋሎት ዝዉዕሉ መሳርሒ ህንፃ ምጉዕዓዝ ከባብያዊ ማተሪያል እምኒ፣ ሑፃ፣ ጃህያን ሲሚንቶን : ከምኡውን ካዕቲ ማይ ማእኸላይ ናይ ጎዳጉዲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግን ከስርሕን ከጎዓዓዝን ይደሊ።
ዝወፀሉ መዓልቲ: ሓሙስ ጥሪ 2, 2011 (ልዕሊ 6 ዓመታት)
ዝዕፀወሉ መዓልቲ: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 03:30 ቅደሚ ሰዓት (
ሓሊፉ
)
ቦታ: ዓድዋ
ጨረታ ዝክፈተሉ መዓልቲን ሰዓትን: ዓርቢ ጥሪ 24, 2011 04:00 ቅደሚ ሰዓት
ናይ ጨረታ መድሓዚ ዋጋ:7,000.00
ናይ ደኩመንት ዋጋ:50.00
ጨረታ መደብ ህንፃ መሳርሒ/ ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት/ ስራሕቲ ማይ/ ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን/ መኪና ክራይ/ ትራንስፖርት ግልጋሎት/ ዕድጊት ኸቢደ መሺን/
ተወሳኺ ኣንብብ
Previous
1
2
3
4
5
6
7
Next
ጨረታ መደብ
ሶፍትዌርን ኔትዎርክ (22)
ዕዲጊት ሶፍትዌር(17)
ዌብሳይትን ሶፍትዌርን ምምዕባል(25)
ዝርገሐ ኔትዎርክን ፅገና(10)
ኮንስትራክሽን (234)
ገዛውቲን ሕንፃ ስራሕቲን(369)
መንገዲን ድልድልን ስራሕቲን(73)
ስራሕቲ ማይ(191)
ማይ ኻዕቲን ኢንስታሌሽን(80)
ኤሌትክትሮኒክስን ኣይሲቲ ኣቕሑት (1192)
ኮምፒተርን ተዛመድቲ (750)
ናይ ኮምፒተር ተዛመድቲ አቁሑትን(615)
ኤሌክትሮኒክስ መሳርሕታትን መለዋወጢን(2346)
ሒሳብ ኣደሓሕዛን ኦዲት ምግባርን (73)
ኣካውንቲን ተዛማድኡን(87)
ኦዲት ተዛማድኡን(99)
ሕርሻ (131)
ስራሕቲን ውፅኢት ሕርሻ(146)
ናይ ሕርሻ ጥረ ኣቁሑትን ኣቅርቦትን(41)
ሕርሻ መሺነሪ(35)
ፍዮሪን ሆልቲካልቸር(107)
ፖልትሪ ቢ ኣኒማል ሃስባንድሪይ(21)
ህንፃ መሳርሒ (563)
ኮንስትራክሽን ማሽነሪን ኣቁሑትን(330)
ኮንስትራክሽን ጥረ ኣቁሑት(780)
ናይ ምህንድስና ኣቁሑት(92)
ቱቦታትን ኣክሰሰሪታትን(162)
ቅፋሮ ማይ ኢንጂነሪንግ ማሺነሪ, ኣቁሑትን ኣክሰሰሪ(435)
ፅሬትን ንፅህና ኣቁሑት (425)
ናይ ንፅህናን ፅሬት ኣቁሑት(1353)
ናይ ንፅህናን ፅሬትን ኣገልግሎት(65)
ምምካር (46)
ዳታ ኤክስተሽን ኣመንዽመንጥትን ካንስሌሽን(0)
ፋይናንሻል ኮንሳልታንሲይ(6)
ሌጋል ኮንሳልታንሲይ(10)
ኣካዳሚይ ኮንሳልታንሲይ(25)
ኢንጅነሪንግ ዝዛመድ ኮንሳልታንሲይ(45)
ኦርጋኒዜሽን ኮንሳልታንሲይ(18)
ኢንፎርሜሽን ቴክኖሎጂ ኮንሳልታንሲይ(1)
ቋንቋ ትርጉም (35)
ትምህርቲን ስልጠና (50)
ጥዕና ተንከፍ ስልጠና(2)
መፅሓፍቲን ትምህርታዊ መሳርሕታት(121)
ትምህርቲን ትሬይንግ(27)
ግልጋሎት ስልጠና መኪና ምዝዋር(14)
ኤሌክትሪካልን ኤሌክትሮ መካኒካል (516)
ኤሌክትሪካልን መሳርሕታትን መለዋወጢን(769)
ምግጣምን ፅገናን(51)
ኤሌክትሮ-መካኒክስ ኣቁሑትን ግልጋሎትን(707)
ምግብን መስተን (119)
ኣቅርቦት ምግቢ (297)
ካፌን ሬስትራንትን(79)
እግድ (6)
ናይ ገዛ/ህንፃ ሓራጅ(9)
መኪና ሓራጅ(8)
ኢንዱስትሪን ፋብሪካ ሓራጅ(7)
ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (22)
ገዛ/ህንፃ ፈርኒሽንግን ፊክስቸር (10)
ገዛ/ህንፃ ፅባቐ ስራሕቲ(37)
ፈርኒቸር (374)
ገዛ ፈርኒቸር(18)
ናይ ቢሮ ፈርኒቸር(1038)
ካልኦት ዓይነት ፈርኒቸር(53)
ጥዕና (85)
ጥዕና ተንከፍ ዝኮኑ ግልጋሎት(17)
ጥዕና ተንከፍ አቁሑትን ኣክሰሰሪ(216)
ናይ ቤተ ፈተነ ኣቁሑትን ኬሚካልን (97)
ፀረ ባልዕን ነፍሳትን(2)
ኬሚካልን ሪኤጀንት(131)
ላብራቶሪይን መሳሪሒታተ(134)
ፅገና (206)
ፅገና ኮምፒተርን ኤሌክትሮኒክስን(184)
ፅገና ሞተርሳይክል(141)
ፅገና ገዛ ኣቁሑት፡ በርን መስኮት(49)
ፅገና ተሽከርካሪ(242)
ፅገና ማሽነሪ(21)
ካልኦት ፅገና(49)
ናይ ሕክምና ኣቁሑት (106)
ናይ መድሓኒት ምህርቲ(221)
ናይ ሕክምና/ላብራቶሪ መሳሪሕታትን ፅገናን(23)
ናይ እንስሳት ምድሃኒታትን መሳሪሕታትን(58)
ምስሊን ቀረፃን (9)
ናይ ፎቶግራፍን ፊልሚን ግልጋሎት(13)
ናይ ደኩመንታሪ ስራሕቲ(5)
ስራሕቲ ሕትመት (506)
ናይ ሕትመት ስራሕቲ(1149)
ናይ ሕትመት ኣቁሑትን(312)
ስራሕቲ ምልላይ (28)
ግራፊክስ ዲዛይን(14)
ናይ ቢልቦርድን ዲጂታል ምልላይ(5)
ናይ ምልላይ ኣቁሑታት(15)
ኢቨንት ምዝግጃው(6)
ማርኬትንግን ፕሮሞሽን ግልጋሎት(24)
ክራይ (249)
ገዛ/ህንፃ ክራይ(33)
መኪና ክራይ(437)
ማሽነሪ ክራይ(137)
መሸጣ (413)
ገዛ/ህንፃ ምሻጥ(2)
መኪና/ማሺን ምሻጥ(13)
ካልኦት ዝሽወጡ(432)
ዘገልገሉ ኣቅሑት መሸጣ(440)
ስራሕቲ ሓለዋን ሰኪዩሪቲ (24)
ስራሕቲ ሓለዋ(34)
ሴኩሪቲይ ኢንፍራስትራክቸር(4)
ንሴፍቲ ዘገልግሉ ኣቁሑት(32)
መለዋወጢ ኣቁሑት ተሸከርከርቲ (256)
መለዋወጢ ኣቁሑት መኪና(960)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሞተርሳይክል(80)
መለዋወጢ ኣቁሑት ሳይክል(19)
ጨርቃ መርቂን ውፅኢት ቆርበትን (173)
ውፅኢት ቆርበት(2)
መጋረጃን ምንፃፍን(28)
ጨርቃ መርቂን ኣልባሳትን(333)
ፍርናሽ ትርኣስን ተዛመድትን (64)
ናይ ትራንዚትን መጋዓዝያን ግልጋሎት (126)
ትራንስፖርት ግልጋሎት(320)
ናይ ትራንዚት ግልጋሎት(7)
ተሽከርከርትን ከበድትን ማሺነሪ (210)
ዕድጊት መኪና(15)
ዕድጊት ኸቢደ መሺን(291)
ዕድጊት ሞተርሳይክል(218)
ኣልሙኒየም፡ መስትዋትን ስራሕቲ ሓፂነ መፂን (110)
ሰራሕቲ ሓፂነ መፂን(168)
ስራሕቲ ኣልሙኒየምን ኣቁሑትን(46)
መሰታወትን ስራሕቲ መሰታወት(3)