ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ እንዳ መኾኒ

1 ሰነድ ጫረታ ዘይምለስ 50.00 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ኣብ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ኮንደሚኔም ቁፅሪ 2 ፋይናንስ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን መፂኡኩም ጨረታ ሰነድ ንክትወስዱ ንሕብር

2 ናይ 2011ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግድ ስራሕ ኮንስትራክሽን ማይ

3 ናይ 2011 ዓ/ም ዝተሓደሰ መረዳእታ ደቀቅትን ኣናእተይን ትካላት መቅረባይነትን ዘቅርብ

4 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገቡ ናይ ወርሒ ለካቲት 2011 ዓ/ም ሒሳቡ ዘፍለጠሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል፤

5 መከበሪ ፕሮፎርማ ምልክታ 4000.00 ቅርሺ ብስፒኦ ከትሕዙ አለዎም፤

6 ቴክኒካል መመዘኒ ሰነድ ዓሺጉ ዘየቅረበ ተጫራቲ ፋይናንሻል ሰነዱ ኣይክፈትን፤

7 እቲ ጨረታ ምልክታ 20/07/2011 ዓ/ም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ወኪላት ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት፤

8 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ፤

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0347-770419 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል