ሳባ እምነበረድ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቃ ማሕበር ዘገልግሉ መቀያየሪ ንብረታት በጨረታ ኣወዳደሮ ክሸይጥ ይደሊ
መዝግያ ቀን: ታኅሣሥ 18, 2009 6:00 ከሰአት
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓት: ታኅሣሥ 18, 2009 6:00 ከሰአት
የተለቀቀበት ቀን:ሮብ ታኅሣሥ 12, 2009 (ከ 9 ዓመታት)
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ:
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ:
የጨረታ ሁኔታ: ተዘግቷል
- ኤሌክትሮኒክስ መቀያየሪ
- መርቸድስ : ቶዮታ : ሚትሱቡሽን ካልኦት መካይንን
- ጀነሬተር : ኮምፕሬሰር
- ሎደር : ኤክስካቫተር
- ኮምፕዩተር : ፋክስ : ፕሪንተር
- ናይ መኪና ጎማ : ሎዳር
- ሓፂን መፂን : ባትሪታትን ካልኦትን
- ቦብካት ፎርክሊፍት
1 በጨረታ ኣወዳደሮ ክሸይጥ ይደሊ
2 ክትጫረቱ ትደልዩ ተጫረቲ ካብ ዕለት 11/4/2009 ክሳብ 17/4/2009 ዓም ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት 11 /4/2009 ክሳብ 17/4/2009 ዓም ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ቢሮ ሳፕላይ መምረሒን ብተወሳኪ ካብ ጨንፈር ቢሮ መቐለ ሰነድ ጨረታ ክትዕድጉ ትክእሉ ምካንኩም እናሓበርና ብጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 18/4/2009 ዓም ሰዓት 8:00 ድሐሪ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ድማ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ዓድዋ ይክፈት
መተሓሳሰቢ
- ንመሸጢ ዝቀርብ በዝሒ ንብረት ክዉስክ ወይ ክቅንስ ዝክእል ማካኑ
- ትካልና በሙሉእ ወይ ብክፋል በቲ ጨረታ ኣይግደድን