ተጫረቲÂ ከማልእዎ ዝግባእ
- በቲ ዘርፊ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ
- በቲ ዘርፈ ናይ 2009 ዓም ዝተሐደሰ ናይ መቕረባይነት ካርዲ ዘለዎ
- ናይ ቫት ሰርተፊኬት ዘለዎ
- ቲን ናምበር ዘለዎ
- ናይ ጨረታ መክበሪ ቢድቦንድ ብስም ማእከል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ዝተሰርሐ ናይ ምርምርን ኣቁሑት 3000 ብጥረ ገንዝብ ወይ CPO ቅድሚ ጨረታ ምኽፋቱ ከትሕዙ አለዎም
- ተጫረቲ ንሕድሕድ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ ብር 30 ብምኽፋል እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ 12/01/2009 ጀሚሩ ክሳብ 27/ 01/2008 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ አላማጣ ሰነድ ጨረታ ምዉሳድ ይከኣል
- እቲ ጨረታ ሳንዱቅ ዕለት 27/1/ 2009 ልክዕ ሰዓት 4:30 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 500 ተጫራቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣበ ዝተረከብሉ ኣብ ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት ማእኸል ምርምር ሕርሻ ትግራይ ቢሮ ቁፅሪ 9 ይኽፈት
- ኣብ ዝቀረበ ናይ ጨረታ ዶክመንት ኣብ ሕድሕድ ሰነድ ፌርማን ማህተምን ናይቲ ትካል ክህልዎ አለዎ
- ሰነድ ጨረታ ኦርጅናል (ዋንኡ )ን ኮፒን ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምግባር ኦርጅናል ኮፒን መፍለይ ፅሑፍ ከቅርቡ አለዎ
- ጨረታ ሰዓራይ ምስተፈለጠ ዉዕሊ መኽበሪ 10% ከትሕዝ አለዎ
- እቲ ቢሮ በዝሒ ንብረት ክሳብ 20 ምዉሳክን ምቅናስን መሰለ አለዎ
- ቤት ፅሕፈትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
- ንተወሳኪ ሐበሬታ ስልኪ 0347740546
Â
መመለስ- ሶፍትዌርና ኔትዎርክ (26)
- ኮንስትራክሽን (309)
- ኤሌትክትሮኒክስና ኣይሲቲ እቃዎች (561)
- የሂሳብ ኣያያዝና ኦዲት ማድረግ (76)
- ግብርና (199)
- የግንባታ እቃዎች (1273)
- ፅዳትና የንፅህና እቃዎች (235)
- ማማከር (41)
- ትምህርትና ስልጠና (28)
- ኤሌክትሪካልና ኤሌክትሮ መካኒካል (397)
- ምግብና መጠጥ (183)
- እግድ (62)
- ፈርኒሽንግና ፊክስቸር (21)
- ፈርኒቸር (233)
- ጠቅላላ ስራዎች አገልግሎት (30)
- ስጦታዎች እና እደ-ጥበብ (2)
- ጤና (41)
- የቤት ዕቃዎች (46)
- ኢንሹራንስ (1)
- የላብራቶሪ እቃዎች እና ኬሚካል (185)
- መሬትና ሊዝ (3)
- ጥገና (81)
- የህክምና ዕቃዎች (63)
- መኣድና የተፈጥሮ ሃብት (4)
- የቢሮ እቃዎችና የፅህፈት መሳሪያዎች (278)
- ማሸግያ መጠቅለያ እና ወረቀቶች (3)
- ፎቶግራፍና ፊልም (6)
- የህትመት ስራዎች (110)
- የማስታወቅያ ስራዎች (11)
- ኪራይ (214)
- ሽያጭ (337)
- የጥበቃ ስራዎችና ሰኪዩሪቲ (40)
- የተሽከርካሪ መለዋወጫ እቃዎች (630)
- የስፖርትና ትጥቅና ተዛማጅ እቃዎች (45)
- ቴሌኮምኒኬሽን እቃዎች (13)
- ጨርቃ ጨርቅና የቆዳ ውጤቶች (288)
- የትራንዚትና መጓጓዠያ ኣገልግሎት (100)
- የተሽከርካሪና ከባደ ማሽነሪ (166)
- መጋዝን (25)
- እንጨት እና የእንጨት ስራ (76)
- ኣልሙኒየም፡ መስትዋትና የብረታ ብረት ስራዎች (90)
s