Closed
ቤት ፅሕፈት ህንፀትን ምምሕዳርን መጓዓዝያን ወረዳ ዓዴት ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ህንፀትን ዲዛይንን ስራሕቲ ህንፃን ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ በዓል ዋና ጥዕና ክልል ትግራይ ዝኮነ ኣብ ጣብያ ዓዲቀበቀሊ ዝርከብ ጥዕና ጣብያ ሓደ ብሎክ ወይ ድማ ህንፃ MCH1 ኣብ መላእ ትግራይ ትርከቡ ብደረጃ 8ተ BC/GC ብርኪ ፈቃድ ኣናእሸተይ ንግዲ ትካላትን ኮንስትራክሽን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ
መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 4, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 4, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታናዕዴር ዓዴት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን