ተዘግቷል

ቤት ማዛጋጃ ክ/ከተማ ሓወልቲ ኣቅሑት ቢሮን ፣ ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 25, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 25, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅምብላ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ኣብያተ ዕዮ ኣገልግሎት ዝዉዕል ፣ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑ ፣ ናይ ኣቁሑት ቢሮ ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን፣ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ነዞም ረቋሕታት እተማልኡ ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም።

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 20, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 20, 2013 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ን 2ይ ግዜ ዝወፀ ምልክልታ ጨረታ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከይዲ ስራሕ ትልምን ፋይናንስን ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ከተማን ኣብ 2013ዓ/ም ኣብ ክፍለ ከተማ 1ይ ወያነ ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ፅሬት ስራሕቲ /ካብ ገዛ ንገዛን ጎዳናታትን ትካላት ጓሓፍ ምልዓል ፣ ድሬነጅ ፀረጋ ፣ ክፍቲ ቦታታት ፣ ሽንጥሮታት/ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከስርሕ ስለ ዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 24, 2013 9:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 24, 2013 10:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ45,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ0.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ሱር ኮንስትራክሽን ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ኣብ ከተማ መቐለ ዝሃንፆ ዘሎ ሪል ስቴት ሞሞና ኣጎልግሎት ዝዉዕሉ ዝ/ዩ ናዉቲ ኮንስትራክሽን ማለት እዉን ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቆርቆሮ ሚስማርን ሽቦን ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቀላሚጦስ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቡሌኬት ፣ ዝ/ዩ መጠን ዘለዎም ቫይቭሬት ሆዝ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

መዝግያ ቀን ሕዳር 5, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 5, 2013 4:20 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ100,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019