ተዘግቷል

ማሕበር ደ/ኣንስትዮ ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ክፍለ ከተማ ቀ/ወያነ ዝርከብ ዋንነቱ ናይ ማሕበርና ዝኮነ ብሴቶች ቤት ብልዒ ዝፍለጥ ብደቡብ መንገዲ ብምዕራብ ኣስፋልት መንገዲ ዝዋሰን ጎኒ ሚላኖ ዝኮነ ዘሎዎ ክፈቲ ቦታ ስፍሓቱ 3249ሜ2 ዝኮነ ብግዝያዉነት ሰሪሖም ንባህላዊ ኣዳራሽ ቤት ብልዒ ፣ መናፈሻን ተዛመድትን ንግዲ ግልጋሎት ሰሪሖም ክጥቀሙ ንዝደልዩ ስራሕቲ ን 3 ዓመት ክተካሪ ስለ ዝደለየት ንተጫረቲ ትዕድም

መዝግያ ቀን ሕዳር 2, 2013 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 3, 2013 9:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ትካል ፋብሪካ ሲሚንቶ መሶቦ ሓላ/ዝተ/ዉ/ማሕበር ዝተፈላለዩ ኣቅሑትን ኤሌክትሮድን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ዝስዕቡ ረቃሕታት እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም ዝርዝር ኣቅሑ ማይካ 220 *220 በዝሒ 6 ስክረዉ ኤም 5 ብ 25 ሚሜ በዝሒ 2 ሲልከን 12 ዌልዲንግ ሼልድ 10 አየር ኮንድሽነር ኮምፕረሰር ኦይልፎር ኣር 134 ኤ በዝሒ 25 ትሪትድ ሎክ 180 ስቶፕ ሊ 175 ሶንዶርሊንግ 1 ሚሜ በዝሒ 10 ሶልደሪንግ ቤስት በዝሒ 10 ሶልደሪልንግ ዋየር 1 ሚሜ በዝሒ 10 በነቲረቲንግ ኦይል 200 ኤሌትሪክ ኦኬ 2.5 ብ 350 በዝሒ 800፡ ኤሌክትሮድ ኦኬ 3.2 ብ 400 በዝሒ 753 ፣ ኤሌክትሮድ ኢ 6013 ፎርሚድ ስቲል 3.2 ብ350 ሚሜ በዝሒ 800 ፣ ኤሌክትሮድ ሆልደር 800 ኤኤም በዝሒ 16 ፣ ታየር ገጅ 12 ባር በዝሒ 4፣ ላፒንግ ኮምፓዉንድ በዝሒ 15

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 26, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 26, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ፅራእ ወንበርታ ኣብ በጀት ዓመት 2013 ዓ/ም ንወረዳና ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ካብ መደበኛ በጀት ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ፅሬት ኣቅሑት፣ ሕትመት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት፣ ቀዋሚ ናይ ቢሮ ኣቅሑት /ፈርኒቸር/፣ ሞተር ሳይክል ፅገና መለዋወጢ ኣቅሑ /ስፔር/ እና መኪና መኪና መለዋወጢ ኣቅሑት ስፔር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክፅግን ይደሊ፤

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 30, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 30, 2013 4:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ0.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ጽርሐ ኣርያም ቅዱስ ገብሪኤል ካቴድራል ናይ ቤተክርስቲያኑ መእተዊ ዋና በሪ ብ3ተ ኣንፈት ማለት ብደቡብ ፣ ብምብራቕ እና ሰሜን ኣንፈት ብዘመናዊ መልክዕ ንምስራሕ ዘድልዩ ዝተፈላለዩ ናይ ኤሌክትሪክ ሳኒተሪነ ኣቅሑት /ማተርያል/ብጨረታ ኣወዳዲሩ ንክዕድግ ወሲኑ ኣሎ ስለዙይ ብዉሳኒኡ መጠረት ክትወዳደሩ እትደልዩ ተጫረቲ እዚ ምልክታ ካብ ዘወፀሉ ዕለት 13/02/2013ዓ/ም ጀሚሩ እስካብ ዕለት 21/02/2013 ዓ/ም ሰዓት 12፡30 ናይ ንጉሆ እትወዳደርሉ ናይ ጨረታ ሰነድ ብዝዓሸገ ፖስታ ናብ ሰበካ ጉባኤ ቤት ፅሕፈት ብምእታዉ ክትወዳደሩ ከምትክእሉ እናገለፅና ብዕለቱ 21/02/2013ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 1፡00 ናይ ንጉሆ ድማ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ጨረታ ይክፈት

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 21, 2013 7:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 21, 2013 7:02 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ንወረዳና አጎልግሎት ዝዉዕሉ ፣ መሳርሒ ፅሕፈት ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ሕትመት ስራሕቲ ፣ ኣቅሑት ፅሬት ፣ መለዋወጢ ኣቅሑት መኪና፣ ናይ መኪና ጋራዥ ኢድ ሞያን ፣ ኣቅሑት ስፖርት ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ፈርኒቸር ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከገዝእን ከስርሕን ይደሊ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ እትደልዩ ነጋዶ ካብ 12/02/2013ዓ/ም ክሳብ 27/02/2013ዓ/ም ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ስለዋ ከ/ስ/ዕ/ንብረት ብምዉሳድ ክትወዳደሩ ንዕድም

መዝግያ ቀን ጥቅምቲ 28, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጥቅምቲ 28, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ50.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት መዘጋጃ ከተማ ድብድቦ ኣብ 2013ዓ/ም በጀት ዓመት ናይ 1ይ ፍርቂ ዓመት ዝተፈላዩ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ መብራህቲ ናዉቲ ኣቅሓ፣ ኤሌክትሮኒክስ ፣ ስራሕቲ ፈርኒቸር /ጣዉላ/ ፅሬት መሳርሒ ፣ ህንፃ መሳርሒ ፣ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ዝምልከቶኩም ነጋዶ ንክትወዳደሩ ንዕድም

መዝግያ ቀን ሕዳር 3, 2013 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሕዳር 3, 2013 4:30 ጥዋት
ቦታወረዳ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ10,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ150.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

Tigray Region Electric Utility invites bidders for the procurement of 15KV & 33KV Protection Materials

መዝግያ ቀን Hidar 14,2013 e.c 8:30 after noon
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትHidar 13,2013 e.c 9:00 after noon
ቦታMekelle
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ209,047.52
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ4,000.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.94 (0.02)162.55 (0.02)
180.98 (1.13)182.79 (1.15)
24 (0)24.36 (0)
9.78 (0.13)9.88 (0.13)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ሓሙስ ጥቅምቲ 26, 2019