ተዘግቷል
ፍረ ሰማእታት መባእታዊ ሆስፒታል ሓዉዜን ካብ ናይ 2018 ዓም ወኣታዊ/ CBE / በጀት መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ግልጋሎት ዝውዕል ካብ ዝምልከቶም መቅረብቲ መድሓኒትን ናዉቲ መድሓኒትን ሕጋውያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግን ይደሊ::
መዝግያ ቀን ሰነ 11, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሰነ 11, 2018 4:30 ጥዋት
ቦታሓዉዜን
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ4,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን