ተዘግቷል
ንኹሓ ሆስፒታል ግልጋሎት ዝዉዕል ዝተፈላለየ ዓይነት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ ንምግዛእ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ተወዳደርቲ ካብ ዕለት 20/07/2016ዓ.ም - 30/07/2016ዓ.ም ካብዚ ንተታሕቲ ዝተዘርዘሩ ሮቃሕታት ዝተማልኡ ነጋዶ ይዕድም ።
መዝግያ ቀን መጋቢት 27, 2016 4:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 27, 2016 5:00 ጥዋት
ቦታኩሓ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ3,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን