ተዘግቷል
ትካልና ሂወት ሕርሻ መካናይዘሽን ሓላፍነቱ ዝተ/ው/ማሕበር ኣብ ከተማ መኾኒ ዘጣየ ብሪካ ዕፉን፣ ፍሩስካን ፍሩስኬሎን ኣወዳዲሩ ክገዝኡ እዞም ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ መዐቐንታት መቐነባበሪ ቐለብ እንስሳት አታወት ዝኸዉን ስለዝደለየ ክትሤረቱ እትደልዩ ነጋዶ ብምምላእ ክትወዳደሩ ንዕድም።
መዝግያ ቀን ጉንበት 4, 2016 9:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትጉንበት 4, 2016 9:30 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን