ተዘግቷል

ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸራሮ ማሕበረሰብ ዕድጋ ኮሜቴ ጣብያ ኣልጋነሽ ብናይ ስደተኛታት ፅዕንቶ ምንካይ ፕሮጀክተ ልምዓት ማለት DRDIP2 ብዝተረከበ ድጋፍ በጀት ንዝስራሕ ሐደ ብሎክ ወይ ሐደ ህንፃ ናይ መጋቢት 20 ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ናይ ላዕሊ ማለት እዉን ቐዳማይ ደብሪ ምስፍሕፋሕ ሐድሽ ህንፃ ክህንፅ ስለዝተደለየ ኩሉ ብርኪ ብዘይፈሊ ናይ ህንፃ ኮንስትራክሽን ማለት BC ኮንስትራክሽን ህንፃ መንገዲ GC ፍቃድ ነግዲ ዘለኩም ኮንትራክተራት ብዝተዳለወ ዲዛይን ስፐስፊኬሽንን መሰረት ንጉልበትን ብክፋል መሳርሕን ፎርም ወርክ ንማይ ምቅራብ ምስታይን ከምእዉን ኣብ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ እትወዳደሩ ብናይ ናዉቲ መሳርሒ ህንፃ ፍቃድ ዘለኩም አወዳዲሩ ከስርሕን ክዕድግን ይደሊ

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 1, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 1, 2017 4:30 ጥዋት
ቦታሽራሮ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ30,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኣብ ዞባ ሰሜን ምዕራብ ማእከላይ ቤት ፍርዲ ሽራ እንዳስላሴ ንቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ዝዉዕል ብመደበኛ መንግስታዊ በጀት ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ናይ ህትመት ኣቅሑት : ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑት: ናይ ፅሬት ናዉቲ : ናይ ፈርኒቸር ናዉቲ : ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን ታሕሳስ 2, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትታሕሳስ 2, 2017 4:30 ጥዋት
ቦታሽረ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ--
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ150.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019