ተዘግቷል

ዋሕስ ናይ ገዛ ቁጠባን ህንፀትን ኣክሲዮን ማሕበር፤ ኣብ ከተማ መቐለ ክ/ከተማ ዓይደር ዓዲሓ ኣብ ከይዲ ህንፀት ዘሎ ፕሮጀክታት ሎት ሓደ (B+G+10) ካልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዓዲሓ ውርድ ኢልካ ፡ ሎተ ክልተ (G+4) ዓዲሓ እንዳ ኪዳናምሕረት ኣከባቢ ንግዲ ኣገልግሎት ዝውዕሉ ናይ ቤዝመንትን ግራውንድን ቦታታት ክንሽየጥ ሰለዝደለና ድሌት ዘለኩም ተጯረቲ ክትሳተፉ ንዕድም ፡፡

መዝግያ ቀን መጋቢት 4, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 4, 2017 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋበቢ ደረጃ ይፈላለ
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ300.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ኣብ ዝተፈላለያ ሴክተራት ኣብያተ ፅሕፈት ከተማ መቐለ ዝርከብ ዝተፈላለየ ዘገልገለን ብፀላእቲ ዝዓነወን ዝተሰባበረን ናይ ቢሮ ኣቅሑት፥ ፈርኒቸራትን ኤለክትሮኒክስን ማለት ኮምፒተር፣ ላፕቶፕ፣ ፎቶ ኮፒ ማሽን፣ ፍሪጅ ከምኡ እውን ዝተፈላለየ ናይ መኪና ቅያር ሰፐር ጎማ፥ ባትሪ፤ አለሙኔም፥ ብረታብረት /ረታመ ካልኦትን ወዘተ ንመላእ ነበርትን ንግዲ ማሕበረሰብን ከተማ መቐለ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ይደሊ።

መዝግያ ቀን መጋቢት 5, 2017 3:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 5, 2017 4:00 ጥዋት
ቦታመቐለ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ5,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019