ተዘግቷል

ኮሎጅ ቴክኒክን ሞያን ስራሕ ዕድል ፈጠራን ገብረስላሴ ኣስገዶም ዕ/ሓሙስ ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክገዝእ ይደሊ

መዝግያ ቀን ሚያዝያ 6, 2017 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሚያዝያ 6, 2017 4:10 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋናይ ፅሕፈት መሳርሒ 3000 : ኮምፒተርን ናይ ኮምፒተር ኣክሰሰሪን ማለት እዉን መለዋወጢ ኣቅሑት 4000 : ኤሌክትሪክ ኣቅሑት 30000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም ካይዲ ስራሕ ዲዛይን ህንፀትን ኣብ በጀት ዓመት 2017 ዓም ናይ ቤት መዘጋጃ ከተማ ኣክሱም በጀት ዝኮነ ኣብ ጣብያ ክንደያ ዝስርሕ ናይ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ፅገና ህንፃ ስራሕቲ AXCWmain/ km polytechnic 0117 ንምስራሕ ብደረጃ GC7 ን BC6 ልዕሊኡን ብርኪ ፍቃድ ትካላት ንግዲ ዘለዎም ብግልፂ ጨረታ ኮንትራክተራት አወዳዲሩ ከስርሕ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 29, 2017 3:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 29, 2017 3:30 ጥዋት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ400,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ3,500.00
የተለቀቀበት ቀን
ተዘግቷል

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ሽረ እንዳስላሴ ቀፂሎም ዝቀረቡ ንብረታት ማለት እዉን ዝተፈላለየ መጠን ዘለዎም መስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

መዝግያ ቀን መጋቢት 29, 2017 8:30 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትመጋቢት 30, 2017 9:00 ጥዋት
ቦታሽረ
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋመስርሒ ህንፃ ኣቅሑት ኮንስትራክሽን 50000 : ዝተፈለለዩ መጠን ዘለዎም ደንቢ ክዳን ምስ ዝተፈላለየ ዓቀን ዘለዎ ጫማ 25000
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ100.00
የተለቀቀበት ቀን

የጨረታ ምድብ

ባለቤት ኩባንያ

የጨረታ ማስታወቅያዎች እዚሁ እንደሚለቀቁ ያውቃሉ'] = ነገር ግን ሙሉ ኣገልግሎት ከፈለጉ ለምሳሌ ለድርጅትዎ ብቻ ጠቃሚ የሆነ ጨረታ ለይቶ የ ሚያሳውቅ ወይም በ ኢሜይል በየግዜው የሚያቁበት መንገድ ይመቻችሎታል፡ እንዲሁም በሞባይል መልእክት የሚያቁበት መንገድ፡፡ ምንድነው የሚጠብቁት? ኣሁኑኑ ይመዝገቡ በተመጣጣኝ ኣመታዊ ክፍያ፡፡ በኣድራሻችን ያግኙን!

ጨረታ ለመከታተል ይመዝገቡ
ዋጋ ሸርፊ
#መሸጢመግዝኢ
160.92 (-0.08)162.53 (-0.08)
179.85 (-0.68)181.64 (-0.69)
24 (0)24.36 (-0.1)
9.65 (-0.02)9.75 (-0.02)
1.02 (0)1.03 (0)
ምንጪ በሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ረቡዕ ጥቅምቲ 25, 2019