ተዘግቷል
ማእኸል ቤት ህንፀት ዓዲግራትን ደጋፍ ኸይዲ ስራሕ ደጋፍ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ናይ ተሓነፅቲ ምግቢ ዘቕርብ ብሱርዓት ሕጋውያን ነጋዶ ማለት ውን መቕረብቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ካብ 1 መስከረም 2019 ዓ.ም ጀሚሩ ተግባራዊ ዝግበር ስራሕ ዝጀምርን ንሓደ ዓመት ሕጋዊ ውዕል ኣሲሩ ንሕጊ ተሓነፅቲ ምግቢ ክምግብ ስለዝደለየ
መዝግያ ቀን ሓምለ 30, 2018 4:00 ጥዋት (ተዘጋ)
ጨረታ ሚከፈትበት ቀንና ሰዓትሓምለ 30, 2018 4:10 ጥዋት
ቦታዓዲግራት
የጨረታ ማስከበርያ ዋጋ30,000.00
የጨረታ ደኩመንት ዋጋ200.00
የተለቀቀበት ቀን